ሓደ ገመድ ብሓደ ጫፉ እንተ ኣንዲድካዮ ብምልኡ ክሳብ ክነድድ/ክውድእ ልክዕ ፩ ሰዓት እዩ ዝወስደሉ። ብክልተ ጫፋቱ ብሓንሳብ (ኣብ ሓደ ግዜ ብሓባር) እንተ ደኣ ኣንዲድካዮ፡ ፍርቂ ሰዓት ይወስደሉ ክሳብ ክውድእ።
ሕቶ፦ ክነድድ ከሎሲ ፵፭ ደቓይቕ መታን ክወስደሉ ከመይ ጌርካ ተንድዶ፧
(ንእሽቶይ ምኽሪ፦ ዝያዳ ሓደ ግዜ ኢኻ ተንድዶ)
ሕቶ፦ ክነድድ ከሎሲ ፵፭ ደቓይቕ መታን ክወስደሉ ከመይ ጌርካ ተንድዶ፧
(ንእሽቶይ ምኽሪ፦ ዝያዳ ሓደ ግዜ ኢኻ ተንድዶ)
Keine Kommentare:
Kommentar veröffentlichen