Freitag

ግድል “ጥርሙዝን መኽደንን”

ሓደ ጥርሙዝን ሓደ መኽደኑን ብሓንሳብ ፩ ቅርሽን ፲ ሳናቲምን ዋግኦም። እቲ ጥርሙዝ ድማ ካብቲ መኽደን ልክዕ ፩ ቅርሺ (ሚእቲ ሳናቲም) ይኸብር'ዩ። ሕቶ፦ እቲ ጥርሙዝ ክንደይ ዋግኡ፡ እቲ መኽደን ክንደይ ዋግኡ፧

Keine Kommentare:

Kommentar veröffentlichen