ነፃ ሓሳብ
Freitag
ነዚ ግድል’ዚ ፍትሕዎ
ክልተ ኣቦታት ምስ ክልተ ደቅታት ሓደ ምሸት ናብ ሓደ ቀላይ ወፊሮም። ኣብቲ ቀላይ ፫ ዓሳታት ገፊፎም ንድራሮም። ነቶም ፫ ዓሳታት ሒዞምዎም ንገዝኦም ተመሊሶም፣ ሽዑ ሓሓደ ሰብ ካብኦም ፩ ምሉእ ዓሳ በሊዑ። ብኸመይ ድዩ ኾይኑ፧
(ንእሽቶይ ምኽሪ፦ ክንደይ ሰብ ድዮም ኔሮም፧)
Keine Kommentare:
Kommentar veröffentlichen
Neuerer Post
Startseite
Abonnieren
Kommentare zum Post (Atom)
Keine Kommentare:
Kommentar veröffentlichen