Mittwoch

ዘርእነት ድንቁርና እዩ

  •  እንታይ ኢኻ ንስኻ፧ ካበይ ትመጽእ፧
    • ኣነ፧ ኤርትራዊ ክትብለኒ ትኽእል።
  • ኤርትራዊ ኣይትመስልን ኢኻ ግን።
    • ብመጎተኻ እንተ ደኣ ትኸይድ ኮንካ ንስኻ ኤርትራዊ ውን ኣይትመስልን፣ ፍርቂ ጸሊም ፍርቂ ዓረብ ተሓናፊጽካ ኢኻ ትመስል።
  • ብጸጥታን ተዘዝታን ዝተላዕለ ሓሳብ፦ እዋዕ! ከምዚ ዓይነት ኤርትራዊ ኣሎ ድዩ፧ ጉድ ሪአ።

Keine Kommentare:

Kommentar veröffentlichen